ኮሚቴ መማኸርቲ ኣባላት ቦርድ ሕብረት ንመረፃ ንምምልማል ዝቐረበ ፃውዒት

ኮሚቴ መማኸርቲ ኣባላት ቦርድ ሕብረት ንመረፃ ንምምልማል ዝቐረበ ፃውዒት ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ (ሕብረት ንመረፃ) ልዕሊ 190 ኣባል ትካላት ዝሓቆፈ ንትርፊ ዘይተጣየሸን መንግስታዊ ዘይኮነን ናይ ሲቪል ማሕበራት ውድብ እዩ። እቲ ሕብረት ካብ ፌዴራላት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ ብ2011 ዓ/ም ብመሰረት ኣዋጅ ውድባት ሲቪል ማሕበራት ቁፅሪ 1113/2011 ብቑፅሪ ምዝገባ 4748 ካብ በዓል መዚ ውድባት ሲቪል … Continue reading ኮሚቴ መማኸርቲ ኣባላት ቦርድ ሕብረት ንመረፃ ንምምልማል ዝቐረበ ፃውዒት